ስድራቤት ምሰረት ፍትሓዊ ምሕደራ
ኣብ ኤርትራ ሃገርና ኣብ ዝሓለፉ ዘመናት እሞኻኣ ቅድሚ ምዕራባውያን ፈደራላዊ ምሕደራ ይኽተሉ ምንባሮም ገለ ናይ ታሪኽ ሰነዳት ይሕብሩ። ግደ ሓቂ ኣብ ባህርያዊ ተፈጥሮና ምልስ ኢልና ምስንዕዘብ ኣህዛብ መጀመርታ ኣብቲ ዝነብሩሉ ቦታ ምስቲ መነባብርኦም ዝሳነ ሕጊ ኣውጺኦም ይካየዱን ይነብሩን ነሮም። ናይ ካልኦት ወራርን ዝምታን እናብዝሔ ኣብዝኸደሉ እዋን ድማ ንጸላእቶም...