ስድራቤት

ስድራቤት

ስድራቤት እንታይ ማለት እዩ? ኣብ ምዕራባውያን ሃገራት መብዛሕትኡ እዋን ስድራቤታት ኣቦ፣ ኣደ፣ ውሉዳት ዝሓቆፋ እየን። ኣብሓጎታት ወይ እኖሓጎታት ዝኽእሉ እንተኮይኖም ንበይኖም እዮም ዝነብሩ። እንትድኣ ደኺሞም ዓቅሚ እንተስኢኖም ክሳብ ግዜ ዘልኣለማዊ ዕረፍቶም ድማ ኣብ እንዳ ዓበይቲ ዝእለዩሉ ይቅመጡ። ይኹንምበር ኣብዚእዋን ካልኦት ዓይነት ስድራቤታት ማለት ንጽል ወለዲ ዘለወን ስድራቤት፣ ስበይቲ ኣቦ ወይ ድማ ሰብኣይ ኣደ ዘለወን ስድራቤት፣ ከምኡ’ውን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ወለዲ ብሓንሳብ ዘይነብሩለን ስድራቤት እንዳ ወሰኻ ይኸዳ ኣለዋ። ኣብ ገለ ባህልታት ልሙድ ዝኾነ ድማ ንኻልኦት ኣባላት ቤተሰብ ናይ ምእላይ ሓላፍነት ዝስካም ስድራቤት  ምህላው እዩ። ኣብ ከምዚ ዝኣመሰላ ስድራቤታት ኣብሓጎ ወይ እንሓጎታት ብደቆም…

Read More

ተክኖሎጂ

ሞባይል

ተክኖሎጂ እንታይ ማለት እዩ? ተክኖሎጂ ዘብል ቃል ካብ ቃንቃ ግሪኻውያን ኮይኑ ትርጉሙ ድማ ሞያዊ ስነ-ፍልጠት ማት እዩ። ብሕጽር ዝበለ ተክኖሎጂ መሳርሕን ማሽንን ንጸገማት ክትፈትሓሎም ውይ ድማ ሓደሽቲ ነገራት ንክተፍሪ ዝሕግዙ እዮም። ከም ውህደት ናይ ተክኒክ፣ ሞያ፣ ኣገባብ ተባሂሉውን ይግለጽ እዩ። እቲ ዝፈኾሰ መልክዕ ናይ ተክኖሎጂ ምምዕባልን ምጥቃምን ወሰረታዊ መሳርሒ እዩ። ኣብ ምዕባለ ታሪኽ ተክኖሎጊ ምስንምልከት ምሕታም፣ ተለፎን፣ ኢንተርነት ንጉዳይ መራኸብያ ክፈትሕ ምኻሉ፣ ደቂ ሰባት ብቀሊሉ ከምዝራኸቡ ገሩ። ተክኖሎጂ ኣብዚ እዋን ንዓለምና ኣብቂሾት ቀይርዋ ይርከብ። ኣብዚ እዋን ዘሎ ምዕቡል ቁጠባ ዓለምና ውጽኢት ናይ ተክኖሎጂ እዩ። ኣብዚ እዋንዚ ደቂ ሰባት ብዘይ ተክኖሎግይ…

Read More

ጥዕና

ምኣዛታት

ጥዕና ኩሉ ኣይኮነትን ብዘይ ጥዕና ግን ኩሉ ኣይከውንን እዩ ጥዕና ማለት ካብ ሕማም ጥራይ ናጻምኻ ንዘይኮነስ ውሑስ ዝኹነ ኣካኣላዊ፣ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ውሑስ ዝኾነ ብቕዓት ምስትውንን እዩ ይብል መግለጺ ዓለማዊ ውድብ ጥዕና። ኣብ ናይ ኢንዱስትሪ ሃገራት ደቂሰባት ምስጥዕንኦም ይውለዱ። እቲ ምኽንያት ድማ ኮሎገና ኣብ ከብዲ ኣዲኦም እንከለዉ ክንክንን ምቁጽጻርን ስለዝግበረሎም እዩ። ህወት ብዘይ ጥዕና ዝይሕሰብ እዩ። ስለዚ ድማ ሓደሕብረተስብ ውሑስ ዝኾነ ጥዕና ንክህልዎ ብዝዕባ ጥዕና ኣፍልጥኡ ከበርኽ ይግብኦ። ገለ ረቃሒታት ንጥዕና ደቂሰባት ዝጸልዉ 1.ኣካላዊ ረቃሒታት: ብዘርኢ ዝምሓላለፉ: እዚ ድማ እቲ እንኮ ምሳና ሒዝናዮ እንውለድ እዩ። ኣመጋግባ: ዝተመጣጠንን ዝተፈላለዩ ምኣዛታትን ምምጋብ ክዳውንት:ናይ…

Read More