ቅልውላው ኣብ ክለብ ባርሰሎና

መዳ ኩዕሶ ባርሰሎና

ናይ ቃላት ቁርቁስ ኣብ መንጎ ሊዮነል መስን አሪክ ኣቢዳልን ክለብ ባርሰሎና ኣብ ትሕቲ ኣሰልጣኒ ነበር አርነስቶ ቫልቨርደ ወላእኮ ናይ ላሊጋ ዓወታት የግዝማ ኣብ ሻምፕዮንስ ሊግ ክብራ ክመልስ ስለዝይክኣለ ካብ ምስልጣን ኩዕሶ እግሪ ክለብ ባርሰሎና ከምዝተባረር ይዝከር። እንተኾነ ግን ዳይረክተር ክለብ ባርሰሎና አሪክ ኣቢዳል ጠንቂ ምስጋግ ናይ አርነስቶ ቫልቨርደ ተጻወቲ ባርሰሎና ብዘርኣይዎ ሸለትነትን ትህኪትን ክብል ወስ ድሕሪ ምባሉ ካብቲ ብሉጽ ተጻዋታይን ሓላቃ ጋንታ ባርሰሎናን ዝኾነ ሊዮነል መሲ ተሪር ነቀፈታ ኣጋጢምዎ። በዚ መሰረት ድማ ኣብ ክለብ ባርሰሎና ዘይምርግጋእ ከይፍጠር ዓቢ ስግኣት ኣሎ። ልዮነል መሲ ወላእኮ ውዕሉ ክሳብ 2021 ይኹን፡ ኣብ ደስ ዝበሎ…

Read More

ሽልማት ባሎን ዲኦር

ሊዮነል መሲ

ሽልማት ባሎን ዲኦር 2019 ልዮነል መሲ ተጻዋታይ ኩዕሾ እግሪ ክለብ ባርሰሎናን ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲናን ሶኑይ ምሸት 23.09.2019 ኣብ ከተማ ሚላኖ ሃገረ ጥልያን ኣብዝተገብረ ምዕድላ ሽልማት ብሉጻት ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ  ኣብዝተገብረሉ ንሻድሻይ ግዝየ ነታ ሽልማት ብምዕታሩ ታሪኽ ንኢዱ። ኣብቲ ውድድር ክርስትያኖ ሮናልዶን ተጻዋታይ ኩዕሶ ሃገራዊት ጋንታ ፖርቱጋልን ክለብ ጅቨንቱስን ቪርግል ቫንዳይክ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሃገራዊት ጋንታ ሆላንድን ክለብ ሊቨርፑልን  ነሮም። ካብ ገለ ስታትስቲካዊ ጸብጻባት ልዮነል መሲ ኣብ ዓመተ 2018-2019 ካብዝተኻየዱ ስፖርታዊ ንጥፈታት፣ 58 ግዜ ኣብ መዳ ወሪዱ፣ 54 ሸቶታት ኣቅጺሩ፣ 20 ንሸቶታት ዝኾና ሓጊዙ፣ 4646ደቃይቅ ተጻዊቱ፣ 86 ደቂ ንነፍስወከፍ ሸቶ። ኣብ ናይ…

Read More