ሽልማት ባሎን ዲኦር

ሊዮነል መሲ

ሽልማት ባሎን ዲኦር 2019

ልዮነል መሲ ተጻዋታይ ኩዕሾ እግሪ ክለብ ባርሰሎናን ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲናን ሶኑይ ምሸት 23.09.2019 ኣብ ከተማ ሚላኖ ሃገረ ጥልያን ኣብዝተገብረ ምዕድላ ሽልማት ብሉጻት ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ  ኣብዝተገብረሉ ንሻድሻይ ግዝየ ነታ ሽልማት ብምዕታሩ ታሪኽ ንኢዱ። ኣብቲ ውድድር ክርስትያኖ ሮናልዶን ተጻዋታይ ኩዕሶ ሃገራዊት ጋንታ ፖርቱጋልን ክለብ ጅቨንቱስን ቪርግል ቫንዳይክ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሃገራዊት ጋንታ ሆላንድን ክለብ ሊቨርፑልን  ነሮም።

ካብ ገለ ስታትስቲካዊ ጸብጻባት ልዮነል መሲ ኣብ ዓመተ 2018-2019 ካብዝተኻየዱ ስፖርታዊ ንጥፈታት፣ 58 ግዜ ኣብ መዳ ወሪዱ፣ 54 ሸቶታት ኣቅጺሩ፣ 20 ንሸቶታት ዝኾና ሓጊዙ፣ 4646ደቃይቅ ተጻዊቱ፣ 86 ደቂ ንነፍስወከፍ ሸቶ።

ኣብ ናይ ድቅኣንስትዮ መጋን ራፒኖ ዝበለጸት ተሸላሚት ኩዕሶ እግሪ ናይ ዓመተ 2019 ኮይና።

ዮርጋን ክሎፕ ኣሰልጣኒ ክብ ሊቨርፑል ዝበለጸ ኣሰልጣኒ ናይ ዓመተ 2019 ኮይኑ ተሸሊሙ።

Related posts

Leave a Comment