ስነፍልጠት ንሂወትና ብኸመይ ይልዎ

ሮበት ናይ ህዋ

ስነ-ፍልጠት እንታይ ማለት እዩ ብመሰረት መዝገበ ቃላት፡ ስነ-ፍልጠት ኣብ ትዕዝብቲ፡ ምኮራን ምልካዕን ተመርኪሱ ብዛዕባ ተፈጥሮን ጠባይን ዩንቨርስ(ብልሙድ ኣዘራርባ ህዋ) ዘጽንዕ ዓውዲ እዩ። ነዚኹሉ ንምግባር ሓያል ጻዕሪ ዝሓትትን መብዛሕትኡ ግዜ ድማ ተስፋ ቅርጽን እዩ። ተመራመርቲ ስነ-ፍልጠት ምርምርን ምልካዕን ንምግባር ሶሙናት ኣዋርሕን ከይተረፈ ዓመታት’ውን ይወስደም እዩ። ስነ-ፍልጠት እንታይ ምኻኑ ንምርዳእ ኣብ ከባቢኻ ቁሊሕ በል። እንታይ ትርኢ ኣሎኻ፣ ኮምተር፡ ነፈርቲ፡ ማሽናት፡ አለትክ ወዘተ ። እዞም ኩሎም ዝጠቀስናዮም እምብእር ወጽኢት ናይ ስነ-ፍልጠት እዮም። እንተኾነ ግን ስነ-ፍልጠት ንክትምሃሮ ካብቶም ካልኦት ፍሉይ ዝገብሮ ኣብ ፈተና ዝተመርኮሰ ምኻኑ እዩ። ስነፍልጠት ነዛ ንነብረላ ዘሎና ዓለም ብቅልል ዝበለ ንምንባራ…

Read More

ተክኖሎጂ

ሞባይል

ተክኖሎጂ እንታይ ማለት እዩ? ተክኖሎጂ ዘብል ቃል ካብ ቃንቃ ግሪኻውያን ኮይኑ ትርጉሙ ድማ ሞያዊ ስነ-ፍልጠት ማት እዩ። ብሕጽር ዝበለ ተክኖሎጂ መሳርሕን ማሽንን ንጸገማት ክትፈትሓሎም ውይ ድማ ሓደሽቲ ነገራት ንክተፍሪ ዝሕግዙ እዮም። ከም ውህደት ናይ ተክኒክ፣ ሞያ፣ ኣገባብ ተባሂሉውን ይግለጽ እዩ። እቲ ዝፈኾሰ መልክዕ ናይ ተክኖሎጂ ምምዕባልን ምጥቃምን ወሰረታዊ መሳርሒ እዩ። ኣብ ምዕባለ ታሪኽ ተክኖሎጊ ምስንምልከት ምሕታም፣ ተለፎን፣ ኢንተርነት ንጉዳይ መራኸብያ ክፈትሕ ምኻሉ፣ ደቂ ሰባት ብቀሊሉ ከምዝራኸቡ ገሩ። ተክኖሎጂ ኣብዚ እዋን ንዓለምና ኣብቂሾት ቀይርዋ ይርከብ። ኣብዚ እዋን ዘሎ ምዕቡል ቁጠባ ዓለምና ውጽኢት ናይ ተክኖሎጂ እዩ። ኣብዚ እዋንዚ ደቂ ሰባት ብዘይ ተክኖሎግይ…

Read More