ተክኖሎጂ

ሞባይል

ተክኖሎጂ እንታይ ማለት እዩ?

ተክኖሎጂ ዘብል ቃል ካብ ቃንቃ ግሪኻውያን ኮይኑ ትርጉሙ ድማ ሞያዊ ስነ-ፍልጠት ማት እዩ። ብሕጽር ዝበለ ተክኖሎጂ መሳርሕን ማሽንን ንጸገማት ክትፈትሓሎም ውይ ድማ ሓደሽቲ ነገራት ንክተፍሪ ዝሕግዙ እዮም። ከም ውህደት ናይ ተክኒክ፣ ሞያ፣ ኣገባብ ተባሂሉውን ይግለጽ እዩ። እቲ ዝፈኾሰ መልክዕ ናይ ተክኖሎጂ ምምዕባልን ምጥቃምን ወሰረታዊ መሳርሒ እዩ። ኣብ ምዕባለ ታሪኽ ተክኖሎጊ ምስንምልከት ምሕታም፣ ተለፎን፣ ኢንተርነት ንጉዳይ መራኸብያ ክፈትሕ ምኻሉ፣ ደቂ ሰባት ብቀሊሉ ከምዝራኸቡ ገሩ። ተክኖሎጂ ኣብዚ እዋን ንዓለምና ኣብቂሾት ቀይርዋ ይርከብ። ኣብዚ እዋን ዘሎ ምዕቡል ቁጠባ ዓለምና ውጽኢት ናይ ተክኖሎጂ እዩ። ኣብዚ እዋንዚ ደቂ ሰባት ብዘይ ተክኖሎግይ ኣብ ክነብሩ ዘይክኣል ደረጃ በጺሕና ንርከብ። ንእብነት፣ ተለፎን፣ ተለቪጅን፣ ኢንተርነት ንምጥቃስ ይክኣል። ዓይነት ተክኖሎጂ፣ መርበብ፣ ዳህሳስ፣ መጉዓዝያ፣ ጽዓት፣ ህንጻ፣ ሕርሻ፣ ኢንዱስትሪ፣ ስነጥብብ፣ መዘናግዕን መራኻቢ ብዙሓንን፣ ጠፈር፣ ሮበት፣ ስነ-ፍልጠት፣ ሕክምና፣ ክዳውንትን መቀያየርን። ንቀጻሊ ሓበረታ ኣብዛ መርበብ ተኸታተል።

Related posts

Leave a Comment