ኣውራጃ ኣከለጉዛይ

ምምሕዳር ኣውራጃ ኣከለጉዛይ

ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ኣብ ጅኦግራፊካዊ ኣቀማምጣ ኣብ ደቡባዊ ሓውሲ ምብራቅ ክፍሊ ናይ ኤርትራ ዝርከብ  ቦታ ኮይኑ ብምብራቅ ምስ ኣውራጃ ሰምሃርን ብደቡባዊ ምብራቅ ብገለ ክፋል ድማ ምስ ኣውራጃ ደንከል፣ብደቡባው ምዕራብ ምስ ኣውራጃ ሰራየ፣ ብሰሜን ድማ ምስ ኣውራጃ ሓማሴን ይዳወብ። ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ድማ ከምቶም ካለኦት ኣውራጃታት ብዝሕ ዝበሉ ሕብረ ብሄራት ኤርትራ ዝነብሩላ ኣውራጃ ኢያ። ንሳቶም ድማ ትግሪኛ፣ ሳሆ ፣ትግረ ብውሕድ ዝበለ ቁጽሪ ድማ ዓፋር ይበሃሉ። ኣብዚ ኣውራጃ እዚ ዝርከባ ዓበይቲ ከተማታትን ከሙኡ ድማ ኑኡስ ወረዳታትን ዕድታትን  ይርከብዋ። ርእሲ ከተማ ናይ ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ድማ ዓዲ ቀይሕ ትበሃል። ብርክት ዝበላ ዓበይትን ንኣሽቱን ከተማታት ድማ ኣብዚ ኣውራጃ ተደኪነን ካብ ዝርከባ፣ ከተማ ዓድቀይሕ፣ ሰገነይቲ፣ ሰንዓፈ፣ ደቅምሓረ ንምጥቃስ ይክኣል። ኣውራጃ ኣከለጉዛይ እታ ካልኣይቲ ዝበዝሐ ጽዕቂ ህዝቢ ዝነብረላ ኣውራጃ እያ። ኣውራጅጃ ኣከለጉዛይ ኣዝዮም ብሃገር ደረጃ ሰፋሕትን ፍርያምን ናይ ሕርሻ ቦታት ትውንን። ከምኡውን እቲ ዝበረኸ እምባ ማለ ትእምባ ሶይራ ኣብዛ ኣውራጃ ይርከብ። 

ወረዳ ዲዖት ፣ሰርማዕረ፣ፋንቂዲኪ፣ኢዳ፣ዑንጋ፣ዓዲ ዕሽ፣ዓብደላ፣ዓዲ ዑመር፣ቃር፣ገመዝ፣እቀርማለ፣ዳርጋዶ፣ሶማለ፣እምላ፣ ባቢሽ፣ወዳግ፣ፋጥና ዓረ፣ ዓርዓረ፣ኣልዓቶ፣ዓሱባ፣ማሳዋ፣እሱር። 20ዓድታት።

2.ወረዳ ቆሓይቶ፣ኢግላ፣ቡኩራ፣ሳርዋጋዲጎ፣ሓጋጊት፣ዓዲዓገብ፣ዓደላይ፣ሳናኮ፣ጉርባተይ፣ቀሎኡዝ፣ኣብዓ፣ሳፈራ፣ቦዞ፣ዓንደል፣ገርዋን፣ዓሽካ፣ዓደጎ፣ማሹር፣ሳርዋ፣ገረደፍ፣ዳሎ፣መድሕሎደካናሞ፣ቡሓላ፣መስጉሎዙላ፣ዓሪጎት፣ሳሕነነ፣ደንጉልጉል፣ዓደደግ፣ባዕዋ፣ካሪቦሳ፣ሳሃትደማህትዩ፣ኣጉዕ፣ደርዳ፣ኣስባጡ፣ዑንጉል፣ኢንድካኮ፣ታሕታይ በር ላዕላይ በር፣ሕጽይቶ፣ኣለል፣ሲቢራሶ፣ዑቡሽ፣ ለደገ፣ላዕላይሕብርቱን፣ ታሕታይ ሕብርቱን፣ ላዕላይ ሓይነባ፣ ታሕታይ ሓይነባ፣ሕሽመላ፣ከበሳ፣ዓሮርያ፣ዓቢግራት፣ኣቡርጉዳ፣ዑና ዓሸብር፣መሶላይ፣ጠውዓዝ፣ጋርባናባ፣ዕጀሎ፣ማይ ላኩሳ፣ሰራሕለ፣ስርህቲ፣ባኬነፍ፣ደምሂና፣ኣደራ፣ማንደግለ፣ኣዛዕ፣ማህዮ፣ገርጋሮ፣ዳንጉለ፣ዳንጉሎ፣ጊሰም።71 ዓድታት።

 3.ወረዳ ዓረት፣ማይ ሓራሳት፣ደሮዓ፣መዓርዳ፣ ሓድሽ ዓዲ፣ዓዲካንታ፣በርሄነት፣ሓዋጹ፣ዓዲ ወገራ፣ሓላይ፣ማይደለስ፣መንደፈራ,ሒሮ፣ሰምዲ፣ኣውህነ፣ኣባሰለማ፣ወደግያ 16 ዓድታት።

4.ደቂ ዘራሰናይ፣ እምባጭላይ፣ማዕለያ፣መስሓል፣ዓዲለጂ፣ከደና ግራረት፣ምናህ፣ቀርኒመዓርማይ ጻዕዳ፣ተገረን፣ዝባን ዝግብ፣ቆንጠጠፈ፣ዓርማ፣ቶኾንዳዕ፣እምበይቶ፣ሕረት፣ኢንቶ። 16ዓድታት።

5.ጨዓሎ ሃዳድም፣ ዓዲ ከረን፣ዓዲጉቡሽ፣ዓሸራ፣እምባርዓንዱ፣ዓዲ ጨዓረጋሒት፣ዓዲ ጎማን፣ዕና ዓንዶም፣ገምበባ፣ጽዳዕ፣ዓዲ ኣስጎዶም።ዓድ ሓርገጽ። 11 ዓድታት።

6.ደግዐን፣ዓቦኣ፣ቤት ሸማዕቲ፣በዓቲሓ፣እምባባርያ፣በዲ ወርሑ፣በዓቲ፣ማይውራይ፣በዓቲ ጫማ፣ገንዘቦ። 9 ዓድታት።

7.ደረጨን፣ደቂለፋይ፣ማይ ኣዛጉ፣ጨዓሎገዳ፣ዓጋመተን፣ታሕታይፍልሖ፣ዓናን፣ሃደምቲ፣ዕዲ ገብለ፣ማርታ፣ ማይጎዱፍ፣ዓዲ ሽነት፣ላዕላይ ፍልሖ፣ግራመተን።13 ዓድታት።

8.መጽሐ፣ኮኦኣቲት፣ማይልዓን፣ንዕልቶ፣ማዕዶሩባ፣ወንከብ፣እንድሕሽ፣እምባኮጃት፣እንዳተኺሎ፣ዓዲኩታ፣ኦኣዲ ፈርቲ፣ምርጋጽ፣ዓዲቀርጫ፣ዓድ ዕጥቀት፣ዓደውሒ፣ብርኪቶ። 15 ዓድታት።

9.እገላ ሓጺን፣ሰርዔ፣ዓዲበሪን፣መብረድ፣ዓዲ ዕቅባየስ፣ዓዲ ገሃድ፣ዓዲ ዝባቦ፣ ቀላይ በዓልቴት፣መንብሮ፣ኩዶጸሊም፣በሪክሑጻ፣ ኣንዳባስቲፋኖስ፣ዓይባ,እንዳሓጂ፣ ጭምሮመቂዕ፣ገፋፍን፣ ሰላሎ፣ጉዳፎ፣ፈረሽት፣ ከርመድ ጉዛይ፣ዑንኩራ። 9ዓድታት።

 10.ወረዳ ተድረር፣ ቀርጸቀምጠ፣ ዓዲ ጎልጎል፣ ሓዳስ፣ ኣግላዕ፣ዓዲ ነብሪ፣ ዓዲ መኼዳ፣ መርበታ፣ዘርቶ፣ገንበባ፣ ማዓከኖ፣ ደብረ ዮሃንስ፣ ቀይሕ፣ ዓዲስላሴ፣ቆሻሺት፣እምባዓርባ፣ሓበናት፣ምሕራድ ላም፣ሓዱሽ ዓዲ ፣ዓንጸቂጣ፣ ዕዲ ሼክ፣ዓዲ ዑንቱራ፣ዓዲ ዑሻ፣ዑድፍ፣እንካዋላካ፣ቀይሕ ከውሒ፣ዑናዋጠት፣ዑና ጉባይ፣26 ዓድታት።

11.ወረዳ እገላ ሓመስ፣ ጉራዕ፣ ዓዲ ጎልጎል፣እንዳ ደቆ፣ዝባን ሰራው፣ዓዲሃርም 5ዓድታት።

12.ወረዳ እንጋናኣ፣ ዓላ፣በለስቆ፣ዓንበቦ፣ሰሳሕ፣ደቀምሓረሃዳሙ፣ደቂናዞ፣ መጻሉ፣ቀይሕኮር፣ኮርዝብኢ፣ ዓላምያ፣ኣፈልባ፣ 11 ዓድታት።

13.ወረዳ ሮብራ፣ ዓዲንፋስ ማይሑጻ፣ማይዕዳጋ፣ትኹል፣ዉጡሕ፣ጎደይቲ፣ደብሪ፣ማዓያ፣ኪልዓውታ፣ሸሓ፣ዓዲሙሕጹን፣ዓዲዓግማይ፣ 12 ዓድታት።

14.ወረዳ ደቂ ኣድመቆም፣ ዓዲቀረጺ፣ደግለል፣ኣውሊዕጸሩ፣ዓራቶ፣ኣምሁር፣ዳዕሮ፣ዓዲፊኒዕ፣ 7 ዓድታት።

15.ወረዳ መረታቀይሕ፣ዳቃት፣ገርገራ፣ገደለ፣ሓሬን፣ፈቀይሕ፣ዓዲንፋስ፣ 6ዓድታት።

16.ወረዳ ደቂ ገብሩ፣ ዓዲራእሲ፣ቶራት፣ድርቤተይ፣እምባቃጻ፣ኣድግና፣ኮርባርያ፣ 6 ኦኣድታት።

17.ከተማ ቀምሓረ፣ ዝባ 1, ዞባ 2.

18.ወረዳ ደግዓ፣እንዳማሕፍጅ፣ናባማሕፍጅ፣ሳሮ፣ስርቀዓጅ፣ዘገለ፣ጉንደለታ፣ኣብህኖ፣ከምሆለ፣ኦኣዲስራሕ፣ጨዓገዓርም፣መደር፣ሰራሕለ፣ዓዲጎራሕ፣ዑንዳ ኣንጀሎ፣14 ዓድታት።

19.ወረዳ ጸንዓደግለ ፣ ኣክሩር፣ሐቦ፣ዓዲፍኒዕ፣ዓዲቆንጺ፣ማይዔላ፣ ደግራ ዓደንገፎም፣ 7 ዓድታት።

20.ወረዳ ደቂድግና፣ ድግሳ።ማይወኢኒ፣ ዓዲ ሓዲድ፣ ሓዱሽ ዓዲ ቡግነይ፣ዓደውሒታሕታይ <ሽምሀል > እምባክብርቲ።

21.ወረዳ መረታ ሰበነ፣ ሰሰወ ፣ደዳ ፣ ዘዓረ ፣እምበይቶ ፣ ዕና ፈርዖን፣ እንገላ ፣ ፍሉሕ ፣ተከላቢ፣ ዓረዝጊ፣ ዳብር፣ ኣሰጣሕ፣ዓደበነ፣ ዓደውሒ ላዕላይ፣ በራቂት ዓባይ፣ በራቂት፣ ኑሽቶ፣ሓጺና፣ተውሮ፣ ሓሊቦ፣ ማይሓ፣ 17ዓድታት።

22.ወረዳ ሓደግቲ  ዓዲ ባዕከል ፣ ዓዲ ቀይሕ፣ ሓድሽ ዓዲ፣ ዕዋነት፣ማዕረባ፣ ደግራመረቶ፣ ዓደብዑር፣ ንላቦ፣ 8 ዓድታት።

 23.ወረዳ ቡያ፣ ኢራፋይለ፣ላኹዴን፣ ወንገቦ፣ወሰና፣ቡያ፣ዓቦዓ፣ተላፊኖ፣ገብገብ፣8ዓድታት

24.ወረዳ ዕንደሎ፣ ዕንደሎ ፣ኣልሓ፣ጉንዲ፣እንገልዕላ፣ረጋሲ፣ማዕበለ፣ኣልሓ።

25.ወረዳ ሶይራ፣ሰራድ ላዳጋ፣ናርዐደንደሮ፣መልሕዳጋ፣ማማሎ፣ኣጋራ፣ዑሎ፣ዓዲመርበር፣ኑኡሽቶ ምርበር፣ገረድፍ፣ጥሻ፣ኣላድ፣ሞሳ፣ኣደሑሉፍ፣ዑረደጋ

26.ወረዳ ዘሪኢሞሳ፣ዑቡሽ፣ዓስደር፣ከሽዐት፣ደናጉል፣ብርቀነነ፣ዓዲ ኣሮና፣ሓመስ፣ካሪቦሳ፣ዓዲሃንስ፣ማይሩባ፣ነጠባ፣ቀርኒ ማይጨው፣ጉርጉር፣ማይ ኣብዓ፣ማይጉንዲ፣ ዓዲሰጣሕ።11 ዓድታት።

27.ወረዳ ላዕላይ ኣግሩፍ ፣ክሳድ ኣግሩፍ፣ዘኩሎ፣ጨዓ፣ዓዲባዕከር፣ዝባን ኣውሊዕ፣መጠራ፣ጫፍ፣መቃይሕ፣እግርጽየት፣ሓዱሽዓዲ፣መደረ፣በሉስ።12 ዓድታት።

28.ወረዳ ታሕታይ ኣግሩፍ፣ክሳድ እምባ፣መገዲ ዕርፊ፣ዓቀቦ ጎርዞ፣ገያስሓ፣ዓዲ ኣባጊዕ፣ዓዲ ኣጣል፣እምባኣላሽ፣ጨዓር፣ዓዲ ሕሾ፣ዓዲ ዓባስ።

29.ወረዳ መስሓል ወዲከለ፣ እምባብደሓን፣ኮኾባይ፣ሰርሓ፣ማይጻዕዳ፣ጻዕዳኮርሶ፣መስሓል፣ማይ ኣጉሊ፣ጸጸን፣ምራራ፣ድብድብ፣ዓዲ ዕንቅርቲ፣ሑጻወዲማንታ፣ሳግላ፣ጉልዒ፣ዓዲካ፣ዓዲሓዞ፣ደማጺ፣ዓዲንግዱድ፣ርኮይቶ፣መምብሮ፣ገልጋሊት፣በዓቲ ጸሊም፣ክሳድብሩኽ።23 ዓድታት

30.ወረዳ ዝባውንቲ፣ ኣሮም፣ነደው፣ኦኣዲ ሙባረኽ፣ማኦዳር ደበና፣ምስራሃ፣ዓዲ ቀሪ፣ዝግፈት፣ቀልወል መልዓካ፣ኣሕፍሲ፣ሑጻ ዑና።10 ዓድታት

31.ወረዳ መኖኽሶይቶ፣ዓዲ ሰራው፣ ዓዲ ብጸዓ፣ሳዕሲዓ፣ዓዲብሎና፣ሞኖኽሰይቶ፣ከለት፣ግሮኣና። 7ዓድታት።

32.ወረዳ ዓዲጉልቲ፣ጉቦ፣ኣምባ ሕበኣ፣ቢሒት፣እግሪማንታ፣ዓዲ ዕንቕርቲ፣ፍቅያ፣ዓዲጣል፣ሕንጠጥፌ፣በራቂት ፊሻ።10 ዓድታት

33.ወረዳ እንዳዳሽም፣ዓደርሓ፣ሓዲሽዓዲ፣በርከንሃ፣እምባያሞ፣እምባ ርሓጎደ።5 ዓድታት።

34.ወረዳ ሎጎሳርዳ፣ወልሽ፣ ኣራዝን፣ሳእምኒ፣ምራራ፣ዓዲ ሕመት፣ማይ ጨና፣እንዳፍጨማ፣ኣንፍዑና፣ድባር፣ሱኩም፣ዓቤት፣ሳርዳ፣ለጸት፣ምስዳው ፈረስ፣ዓዲ ሓማእዳ፣ዑናማይደይ፣ጾረና፣ማይዓገም፣ኩዶወይባ፣ዑናናዞ፣ምሕራድ ጨለ፣ገማዕ፣ደባሲት፣ቆሎሚያ፣ እግሪመከል፣ድቢ፣ክርበሊ፣ሩባሽሮ፣እንዳሸሪፍ፣ቀላይራዛ፣ምርዳእ ደሓን፣ዘርባቢት፣ምስራር፣ድግማ፣ጉበለ። 35 ዓድታት።

35.ወረዳ ኣምበሰተገለባ፣ ሃም ጨዓናዱግ፣ኣምበሰተ ገለባ፣ደበረሊባኖስ፣ዓዲ ጠላዕ፣እግሪ ኣበው፣ኣረገን፣ፋሒ፣ኣሕዝ፣ዑና ወላሰቲ፣ዓዲ መረታ። 10ዓድታት።

36.ወረዳ ኣኽራን፣ገርገር፣ሓድሾዓዲ፣ዓዲመስገን፣ ጻዕዳ ሓይሽ፣ዓዲ ኮተ፣ቅንቶ፣ዑና ሽሓቅ፣ኣንገብቶ፣ከናን፣መስሓል፣ጸሊምቀላይ፣ዓዲሽሁ፣ዕንጣ፣ቆሎብርዶ፣ሰብዓ፣ሓስሓለ 16 ዓድታት

37.ወረዳ ከተማ ሰንዓፈ፣ኣውላዕ፣ ከተማ ሰንዓፈ።

(ምንጭን ጽሓፍን መምህር ተኽላይ ልደስላሴ ካብ ወረዳ ሰገነይቲ)