ቅልውላው ወሽመጥ ፋርስ

ቅልውላው ወሽመጥ ፋርስ ካበይ ናበይ ገጹ?

ሕቡራት መንግስትታት ኣሜካሪን ኢራንን ካብ 1980 ኣትሒዘን ኖርማል ዝኾነ ዝምድና ከምዘይነበረን መዛግብቲ ታሪኽ ይገልጹ። ኣመሪካ ብመንገዲ ኢምባሲ ስዊዘርላንድ ኣብ ኢራን ትውከል፣ ኢራን ድምማብመንገዲ ኢምባሲ ፓኪስታን ኣብ ዋሽንቶን ዲሲ ትውከል። እዚ ሓርፋፍ ዝምድና ኣመሪካን ኢራንን ኣብ መፋርቅ 19 ክፍለዘን ኢራን ብምዕራባውያን ፋርስ ተባሂላ ትፍለጠሉ ኣብ ዝነበረ እዋን እዩ። ኣብ ህዜ ካልኣይ ኪናት ዓለም ኢራን ብራሻን ዓባይ ብሪጣንያን ተወሪራ እንተኾነ ግን ምሓዙት ኣመሪካ ስለዝነበራ፣ ስምድና ኢራንን ኣመሪካን ኣውንታዊ ዝምድና ክህልወን በቂዑ። ዝያዳ ዝምድና ኣመሪካን ኢራንን ዝደልደለን ምሕዝነትን ዝተራእየሉ ድማ ድሕሪ ዕልዋ ንግስቲ ሞሓመድ ሞሳድግ ብትካል ስለይያ ኣርኢካን ብሪጣንያ ካብስልጣን ምእላዩን ምምጻእ መንግስቲ ሞሓመድ ረዛ ፓህላቭ እዩ። እንተኾነ ግን ድሕሪ ኢስላማዊ ሳውራ ኢራን 1979 ኣብዚ ናይ ሕጂ ኣዝዩ ኣሉታዊ ምዕባለ በጺሑ ይርከብ። ኣመሪካ ንኢራን ሰብኣዊ መሰላት ትግህስ ብምባል ካ ብ1995 አምባርጎ ናይ ንግዲ ገራትላ። እንተኾነ ግን ኣብ 2015 ኣብ ግዜ ኦባማ ኣመሪካ ዕዉት ዝኾነ ውዕል ማለት ኢራን ኒኩለራዊ ኣጽዋር ንከተፍሪ ኣምስይኡ ድማ ኣመሪኣ እገዳ ከትልዕለላ ተሰማሚዕን። ብመሰረቱ ድማ ኢራን ኣብ 2016 ምቲ ዝተባህለቶ ስለዝገበረት እድኣ ተላዒሉላ። እንተኾነ ግን ምስ ምምጻእ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ 2018 እቲ እገድዳዳግማይ ተበይኑላ። ካብዚ እዋን ኣትሒዘን ድማ ዝምድንኣን ኣብ ዝኸፍአ ደረጃ ወሪዱ። ኣብ 2019 – 2020 ዳርጋ ናብ ኪናት ኣምሪሐን።

Related posts

Leave a Comment