ሽልማት ባሎን ዲኦር

ሊዮነል መሲ

ሽልማት ባሎን ዲኦር 2019 ልዮነል መሲ ተጻዋታይ ኩዕሾ እግሪ ክለብ ባርሰሎናን ሃገራዊት ጋንታ ኣርጀንቲናን ሶኑይ ምሸት 23.09.2019 ኣብ ከተማ ሚላኖ ሃገረ ጥልያን ኣብዝተገብረ ምዕድላ ሽልማት ብሉጻት ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ  ኣብዝተገብረሉ ንሻድሻይ ግዝየ ነታ ሽልማት ብምዕታሩ ታሪኽ ንኢዱ። ኣብቲ ውድድር ክርስትያኖ ሮናልዶን ተጻዋታይ ኩዕሶ ሃገራዊት ጋንታ ፖርቱጋልን ክለብ ጅቨንቱስን ቪርግል ቫንዳይክ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሃገራዊት ጋንታ ሆላንድን ክለብ ሊቨርፑልን  ነሮም። ካብ ገለ ስታትስቲካዊ ጸብጻባት ልዮነል መሲ ኣብ ዓመተ 2018-2019 ካብዝተኻየዱ ስፖርታዊ ንጥፈታት፣ 58 ግዜ ኣብ መዳ ወሪዱ፣ 54 ሸቶታት ኣቅጺሩ፣ 20 ንሸቶታት ዝኾና ሓጊዙ፣ 4646ደቃይቅ ተጻዊቱ፣ 86 ደቂ ንነፍስወከፍ ሸቶ። ኣብ ናይ…

Read More

ቅልውላው ወሽመጥ ፋርስ

ቅልውላው ወሽመጥ ፋርስ ካበይ ናበይ ገጹ? ሕቡራት መንግስትታት ኣሜካሪን ኢራንን ካብ 1980 ኣትሒዘን ኖርማል ዝኾነ ዝምድና ከምዘይነበረን መዛግብቲ ታሪኽ ይገልጹ። ኣመሪካ ብመንገዲ ኢምባሲ ስዊዘርላንድ ኣብ ኢራን ትውከል፣ ኢራን ድምማብመንገዲ ኢምባሲ ፓኪስታን ኣብ ዋሽንቶን ዲሲ ትውከል። እዚ ሓርፋፍ ዝምድና ኣመሪካን ኢራንን ኣብ መፋርቅ 19 ክፍለዘን ኢራን ብምዕራባውያን ፋርስ ተባሂላ ትፍለጠሉ ኣብ ዝነበረ እዋን እዩ። ኣብ ህዜ ካልኣይ ኪናት ዓለም ኢራን ብራሻን ዓባይ ብሪጣንያን ተወሪራ እንተኾነ ግን ምሓዙት ኣመሪካ ስለዝነበራ፣ ስምድና ኢራንን ኣመሪካን ኣውንታዊ ዝምድና ክህልወን በቂዑ። ዝያዳ ዝምድና ኣመሪካን ኢራንን ዝደልደለን ምሕዝነትን ዝተራእየሉ ድማ ድሕሪ ዕልዋ ንግስቲ ሞሓመድ ሞሳድግ ብትካል ስለይያ…

Read More