ብዛዕባ ክሮና-ቫይረስ(Cronavirus)ክትፈልጥዋ ትደልዩ?

ቫዝረስ

ክሮና-ቫይረስን ዘስዕቦ ጉድኣትን ክሮና-ቫይረስ እንታይ እዩ? ክሮና-ቫይረስ ካብቲ ዓቢ ስድራቤት ናይ ሳርስን(SARS) መርስን(MERS) ዝተባህሉ ዓይነት ቫይረስ ኮይኑ። እዞም ቫይረስ እዚኣቶም ንስርዓተ ምስትንፋስ ዘጥቅዑ እዮም። እዞም ቫይረስ ኣዚእቶ ምኣብ እንስሳታ ዑደት የካይዱ፣ ገለ ካብኣቶም ድማ ኣብ መንጎ እንስሳታትን ደቅሰባትን ይምሓላለፉ። ብርክት ዝበሉ ክሮኖ-ቫይረሳት ኣብ እንስሳታት ዝነብሩ ክሳብ ሕጂ ኣብ ደቅሰባት ዝኾነ ጠንቂ ዘይኣምጹ ኣለዉ። እዝዚሓድሽ ክሮኖ-ቫይረስ ኖቨል ክሮና-ቫይረስ ዝብል ሽም ተዋሂብዎ ኣሎ። መበል ሻብዓይ ክሮና-ቫይረስ ንደቂሰባት ዘጥቅዕ ኮይኑ ኣሎ። ምልክታት ሕማም ክሮና-ቫይረስ፣ በዚ ቫይረስ ዝተጥቅዐ ሰብ ሓፈሻዊ ምልክታት ናይ ስዓል የርኢ። ጸረታ ኣፍንጫ፡ኣንጥሾ፡ ምስዓል፡ ምልሕታት ጎረሮ፡ረስኒ፣ ሕማም ርእሲ ዝኣመሰሉ ከምኡ’ውን ሓፈሻዊ…

Read More