ሺብ 11- 20 ብሊና ጋብድ
Read MoreAuthor: admin
Geez Alphabet for Blin Language. ፍደላት ግእዝ ብቃንቃ ብሌን። ፍደላት ግእዙ ብሊና ጋብድ
Read Moreምድላው ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ፡ ምሕቋፍ መትከላት ዲሞክራሲ
ኤርትራ ኣብ ኣፍደገ ታሪኻዊ ለውጢ ደው ኢላ ኣላ። ካብ ምልኪ ናብ ዲሞክራሲ ምስግጋር ኣብ እንጽበየሉ ዘለና እዋን፡ መሰረታዊ መትከላት ዲሞክራሲ ምርዳእን ምሕቋፍን ወሳኒ እዩ። እዞም መትከላት እዚኣቶም መሰረት ፍትሓውን ነጻን ሕብረተሰብ ኮይኖም፡ ዝሓሸ መጻኢ ንምህናጽ ፍኖተ-ካርታ ዝህቡ እዮም። እዚ ጽሑፍ ብሎግ፡ ቀንዲ መትከላት ዲሞክራስን ኣገዳስነቶምን ብምጉላሕ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባትና ስጉምቲ ንምሕባርን ንምልዕዓልን ዝዓለመ እዩ። ልዕልነት ሕጊ እምነ ኩርናዕ ዲሞክራሲ ኮይኑ፡ ሰበስልጣን መንግስቲ ሓዊሱ ኩሉ ሰብ ኣብ ትሕቲ ሕጊ ከም ዝግዛእ ዘረጋግጽ እዩ። ኣብ ዲሞክራስያዊ ሕብረተሰብ ሕግታት ኣብ ኩሉ ውልቀ ሰባት ብማዕረን ፍትሓውን ተግባራዊ ኮይኖም ስልጣን ብዘይግቡእ ምጥቃም ዝከላኸልን መሰል…
Read Moreአገዳሲ ሓበሬታ ንተቀማጦ ሃገረ ስዊዘርላን ገደብ ምቅያር ባጠራ
አቀዲመ አብ ሂወትኩም ጥዕና አብ ናብራኹም በረኸት ምስ ስድራቤትኩም ፍቅርን ስኒትን ይምነየልኩም። ቀጺለ ድማ ከምቲ ዝፍለጥ አብ ሃገረ ስዊየርላንድ ሓድሽ ባጠራ ካብዝዝርጋሕ ዳርጋ ክልተ ዓመት አቅጺሩ አሎ። ክሳብ ሕጂ ድማ እቲ ገዲም ባጠራ አውቶ ማቲካሊ ካብ ባንኪ ካብ ትካላት ብመንጽር ማልስ፣ ካብ ወሃብቲ ስራሕ ድማ ብመንጽር ዶሞዝ ብብእዋኑ ንቅበሎ ነርና። እንተኾነ ግን ምናልባት አቀዲምና ዝሓዝናዮ ገዲም ባጠራ ክህልወና ስለዝኽእል፤ ምዕንታን ሕሳብና ክንገብር ካብ ዕለት 30.04.2021 አብ ዝኾነ ቦታ ተቀባልነት አይክህልዎን እዩ። ስለዚ ገዲም ባጠራ ናይ ስዊዘርላንድ ዘሎኩም ቀድሚ’ዚ አብ ላዕሊ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ንክትቅይርዎ ብልቢ ነዘኻኽር። ብመሰረት ጸብጻባት ፈደራላዊ ባንኪ…
Read Moreስድራቤት ምሰረት ፍትሓዊ ምሕደራ
ኣብ ኤርትራ ሃገርና ኣብ ዝሓለፉ ዘመናት እሞኻኣ ቅድሚ ምዕራባውያን ፈደራላዊ ምሕደራ ይኽተሉ ምንባሮም ገለ ናይ ታሪኽ ሰነዳት ይሕብሩ። ግደ ሓቂ ኣብ ባህርያዊ ተፈጥሮና ምልስ ኢልና ምስንዕዘብ ኣህዛብ መጀመርታ ኣብቲ ዝነብሩሉ ቦታ ምስቲ መነባብርኦም ዝሳነ ሕጊ ኣውጺኦም ይካየዱን ይነብሩን ነሮም። ናይ ካልኦት ወራርን ዝምታን እናብዝሔ ኣብዝኸደሉ እዋን ድማ ንጸላእቶም ንምምካት ናይ ሓባር ኪዳን ይምስርቱ ነሮም። ብኸምዝን ካልእ ኣገባብን ድማ ካብ ስድራቤት ናብ ዓድታት ካብ ዓድታት ድማ ናብ ወረዳታት ኮታስ ኣውራጃታት እንዳ ዓበየ ከይዱ። ቀጺሉ ድማ ብዝተፈላለዩ ምኽንያት ሃገራት ቀመን። ስለዚ እቲቀንዲ መሰረት ናይ ሓንቲ ሃገር ስድራቤት ካብ ኮነ፡ ስድራቤት ብሞራልን ስነምግባርን…
Read Moreኤርትራ ፈደራልዊ ምሕደራ ትኽተል እንተትህሉ ጉጁለ 15 ምተበልዑዶ፣
ፈደራላዊ ምሕደራ ማለት ስርዓተ ምሕደሕደራ ንሃገራዊ ስልጣን ኣብ መንጎ ሃገራዊ ምንግስትን ኣከባብያዊ መንግስትን ዘመቃረሐ እዩ። ርክብ ናቶም መንግስትታት ወይ ኣማሓደርቲ በቲ ማእከላይ ወይ ሃገራዊ መንግስቲ ዝተጠምረ እዩ። ገለ ክፋል ናይ ህዝባዊ ንጥፈታት ኣብጥሕቲ ምሕደራ ወይ ቁጽጽር ሃገራዊ መንግስቲ ክኾኑ እንከለዉ፣ ገለ ክፋል ናይ ህዝባዊ ንጥፈታት ድማ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከባብያዊ መንግስቲ ወይ ምሕደራ ይከየዱ። ንፍስወከፍ ምሕደራ ኣየኖት ንጥፈታት ከካይድ ይፍቀዶ ኣብ ፈደራላዊ ቅዋም ሰፊሮም ይርከቡ። ፈደራላዊ ስርዓተ ምሕደራ ልዕሊ ማንም ግዜ ባይታን ተቀባልነትን እንረኸበ ይኸይድ ኣሎ። መብዝሓትአን ብጆግራፍያዊ ኣቀማምጣ ዕቤት ዘለወን ሃገራት ንቻይና ገዲፍካ ፈድራላዊ ስርዓተ ምሕደራ እየን ዝኽተላ። እዚ…
Read Moreኣገዳሲ ሓበሬታ መንበሪ ፍቃድ”F” ዝሓዙ ወጻእተኛታት ኣብ ሃገረ ስዊዘርላንድ
ኣብ ሃገረ ስዊዘርላንድ ንወጻእተኛታት ነበርቲ ይኹን ዕቁባ ሓተቲ ዝተፈላለዩ ደረጃታት ናይ መንበሪ ፍቃድ ይውሃብ። ገለ ካብኣቶም ንምጥቃስ ድማ፣ G, L, B, F, C. ብዛዕባ ዝርዝራቶም ኣብ ቀጻሊ ክነቅርበልኩም ኢና። ንሎሚ ብዛዕባ መንበሪ ፍቃድ “F” ዝምልከት ክንጽሕፍ ኢና ምኽንያቱ ብዛዕብኡ ዝምልከት እዋናዊ ሓበረታ ወጺኡ ዝለዘሎ። እዚ ዓይነት መንበሪ ፍቃድ ግዝያዊ ኮዩ ነቶም ዕቁባ ዝሓቱ ወጻእተኛታት ናይ ዕቅባ ጥርዓኖም ተቀባልነት ዘይረኸቡ ግን ክኣ ኣብ ሃገሮም ብሰንኪ ናይ ጥዕና ወይ ውሕስነት ዘይምርካብ ክምለሱ ዘይክእሉ ዝውሃብ እዩ። እዚ ሓድሽ ሕጊ ብዛዕባ ወጻእተኛታት ነበርቲ ስዊዘርላንድ “F” መንበሪ ፍቃድ ንዝሓሱ ብዝምልከት ናብ ሃገሮም ንኸይገሹ ዝክልክል እዩ።…
Read Moreድርብ ዕያር ፖሎቲካዊ መንነት ኤርትራውያን
ከም ኩሉ ህዝብታት ዓለም እዚ ሕጂ ኤርትርዊ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዘሎ ህዝቢ ናይ ባዕሉ ኣመጻኣን መስርሕ ፍልቀትን ዘለዎ ኢዩ። ኣብ ታሪክ ናይዛ ንነብረላ ዓለም ህዝቢታት እናተጓዓዙን እናሳገሙን ኣብ ክነብረሉ ንኽእል ኢና ዝበሉዎ ቦታን ክነብሩን ክዓርፉን ተፈጥራዊ ሕጊ እኳ ክብሃል እንተዘይተኻእለ ዉድዓዊ ክዉንነት ኢዩ። እዚ ክኣ ህዝብታት በብዝመጽሉ ኣብ ሓደ ከባቢ ናይ ምዕራፍ ድሌታት ምስዝነብሮም ክራጸሙን ክጋጨዉን ንቡር ይገብሮ ህዝቢ ኤርትራዉን ነዚ መስርሕ ሓሊፉ ኣብዚ ሕጂ ዘለዎ ክዉንነት በጺሑ ኣሎ።ህዝብታት ኣፍሪቃ ቅድሚ መግዛእቲ ምዕራባዉያን ኣብ ልምድን እምነትን መንነትን ዝተሰረተ ጥበብ ኣነባብራ ከምዝነበሮም ታሪኽ ዝምስክሮ ኢዩ ጥራይ ዘይኮነ ተፈጥሮ ዉን ዘገድዶ ኢዩ። እዚ…
Read Moreመንግስቲ እንታይ ማለት እዩ?
ሓፈሻዊ መብዛሕትኦም ሰባት ዝሰማምዑሉ ዝተወደበ ምንግስቲ ኣብዘይ ህልወሉ እዋን ህዝቢ ዘይጥጡሕን ዘይምችእን ኣብ ሁወትን መነባብሮን ይሕልፍ። ብኸመይ ክምሓደሩ ኣለዎም ኣብዝብል ናይ ሓባር ርድኢት ንምርካብ ኣሸጋሪ እዩ። እንተኾነ ግን ኩሎም ሊቃውንቲ ፖሎቲካዊ ፍልስፍና ዝሰማምዑሉ ነጥቢ፡ ዕዮ መንግስቲ ማሕበራዊ ውዕል ኣብ መንጎ ውልቀ ሰባት ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብ ንዝነብሩ ንምስላጥ እዩ ። ስለዚ ኣብ ሓንቲ ሃገር መንግስቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ኣብ ዕድመ ታሪኽ ደቅ ሰባት ድማ ኣዝዮም ብርክት ዝበሉ ዓይነት መንግስትታት ምስ ኣውንትኦምን ኣሉትኦምን ተራእዮም እዮም። መብዛሕትኦም ዜጋታት ምዕራባውያን ሃገራት እቲ ዝሓሽን ዝተዋሕሰን ደሞክራሲ ምኻኑ ይሰማምዑ። 1. ንጉሳዊ መንግስቲ፡ እዚ ዓይነት መንግስቲ ስልጣን…
Read Moreሃጋፍ ኣብ ፖሎቲካዊ ስልጣን ከመይ ይመስል?
ሃጋፍ ኣብ ፖሎቲካዊ ስልጣን ከመይ ይመስል? ብመሰረት መግለጺ ፖሎቲካዊ ስነፍልጠት ወይ ታሪኽ ፖሎቲካ ሃጋፍ ኣብ ፖሎቲካዊ ስልጣን ማለት ነቲ ዝጎደለ ናይ ስልጣን ቦታ ዝትክኦ ወይ ድማ ዝቆጻጸሮ ክስኣን እንከሎ እዩ። እዚ ኩነታት ድማ ማእከላይ መንግስቲ ወይ ብዓል መዚ ኣብ ዘይብሉ እዋን የጋጥም። ነዚ ሃጋፍ ንምምላእ ድማ ብዝተፈላለዩ ወገናት ወይ ሓይልታት ቅድድም ግካየድ። እዞም ነዚ ናይ ስልጣን ሃጋፍ ክመልኡ ዝቀዳደሙ ድማ ወትሃደራዊ ዕጡቃት ክኾኑ ይኽእሉ። ጥንቂ ሃጋፍ ፖሎቲካዊ ስልጣን፡ ኣብ ትሕቲ ወልቀ መላኺ ትምራሕ ሃገር ንኣብነት ኣብ ኤርትራ ምስ ንዕዘብ፡ ሃገራዊ ባይቶ ይኹን ቅዋም ዘይብላ። እቲ ኣብ ስልጣን ተኾይጡ ዘሎ ብሞት…
Read More