ኤርትራውያን ኣብ ስዊዘርላንድ

swiss

ስዊዘርላንድ ንምምዕባል ዓቅሚ ሰብ ኣብ ኤርትራ ዝውዕል ባጀት ሰሊዓ ስዊዘርላንድ ንተኸታታሊ ሰለስተ ዓመታት ዝካየድ ኣብ ኣብ ስብኣዊ ምምዕባል ዓቅሚ ሰብ ዝውዕል ኣስታት ሽድሽተ ሚልዮን ዶላር ሰሊዓ ትርከብ። ሰብ መዚ ወጻኢ ጉዳያት ስዊዘርንድ ከምዝሓበርዎ መጠን፣ እቲ መደብ ምትሕብባር ኣብ ቁጠባዊ ልምዓት ወን ከስፋሕፍሕ ተኽእሎ ከምዘሎ ኣተንቢሁ። እዚ መደብ ድማ ንኤርትራውያን ምአንእሰያት ኣብ ዓዶም ብሞያ ዝዕብዩሉ መዳይ ምፍጥርን ብኡ ኣቢልካ ድማ ኣብ መንጎ ክልተ መንግስትታ ዘሎ ምትኣምማን ምዕባይ እዩ። ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዝተኻየዱ መደባት ኣብቶም ዝነበሩ ፕሮጀክትታት ኣተኪሮም ከምዝሰርሑን ይጽብጽቡ። እቲ መደብ ንክልተ ዓመት ካብ 2017 ጀሚሩ ከምዝተሰላሰለን ኣስታት ኣርባዕተ ሚልዮን ዶላር…

Read More